top of page
Support us!

ገጽ [ወፈያታት] ክሊኒክ ሕጊ ስደተኛታት የና (die Refugee Law Clinic Jena) ከም መኽሰብ ዘይርከቦ ማሕበር መጠን ኣብ ወፈያታት ኢዩ ዝምርኰስ።

 በቲ እተበርክትዎ ወፈያ ተሓጊዝና ብሉጽ መደብ ስልጠናናን ካልኦት መደብናን ብዝለዓለ ከነሳልጥ ንኽእል፣ ከመኡ ድማ ነቶም ዕቝባ ዚደልዩ ሰባት ብሉጽ ሕጋዊ ምኽሪ ንምሃብ ዚግበር ደገፍ ብዝዓበየ ክካየድ ይኸአል። 

ካብኡ ወጻኢ ነቶም ገንዘባዊ ደገፍ ዜድልዮም ሰባት ዚኸውን ሕጋዊ ረድኤት እውን ኣሎና፣ ካብኡ ተሓጊዞም መሰላት ምእንቲ ክሕሎን ኽትጥቀመሉን። አዚ ውን ክፍሊት ዓቃብ ሕጊ ዘጠቃለለ አዩ፣ አንተ ዲኣ ዓቒሚ ናይ ገንዘብ ተዘብልካ። ወፈያ አንተ ዲኣ ክትገብር ደሊካ ፣ ሚሳና ተመያያጥ፣ ወይ ዲማ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ናይ ባንክ ሕሳብና ተወከስ። 

ንስደተኛታት ኣብ ናይ ሕጊ መሰሎምን ብቀሊሉ ዝርዶም መንገድታት ዝውዕል ረድኤት ሓግዘና።en. 

ዝዀነ ይኹን መጠን ብዙሕ እዩ ዚድግፈና!

ሕሳብ ወፈያ

Refugee Law Clinic Jena e.V.
IBAN: DE48830530300018046207
BIC: HELADEF1JEN (Sparkasse Jena)

ንሕና ከም መኽሰብ ዘይርከቦ ውድብ ኣፍልቶ ዝረከብና ኢና። ናይ ወፈያ ቕብሊት ወረቀት ብመሰረት ሕቶ ገርካ ክትቅበል ትከል ኢካ።

bottom of page